ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ሴፍትኔት ግልጋሎት ዝዉዕል ህንፃ መሳርሒ ፣ ሲሚንቶ ቆርቆሮ ፣ ቴንዲኖ፣ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 3, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 3, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ የካቲት 27, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቀት ቲን ናምበር ኮፒ ምስ ዋንኡ

2 እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ካብ ዕለት 26/06/2012ዓ/ም እስካብ 03/07/2012ዓ/ም ናይ ስራሕ መዓልቲ ብምዉሳድ 03/07/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ 4፡30 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 04 03

ጨረታ መደብ

s