ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ወረዳ ጣንቋ ኣበርገለ ዝርከብ ህንፃ ዲዛይን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ ምምሕዳር ቀፅሪ ኣብ ከተማ የጭላ ጣብያ መዓረይ ከስርሕ ስለ ዝደለየ ብደረጃ 8ተ ዘፈር ኮንስትራክሽን ደቂቅ ፍቃድ ንግዲ ንዘለዎም ደኣንት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 21, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 21, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ የካቲት 27, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ጨረታ ሰነድ ካብ 27/06/2012ዓ/ም እስካብ 21/07/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቅ/ቀትሪ ብኣካል ብምምፃእ ከእትዉ ይክእሉ
2 ጨረታ 21/07/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ክክፈት እዩ
3 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 22 00 64