ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ሕርሻ ከ/መቀለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፍረምረ ግዚኢት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክንዕድግ ንይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 28, 2012 11:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 30, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ የካቲት 26, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ኣብ ፕሮፎርማ ሰነድ ማህተም ዘለዎ
2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 27/06/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡30
3 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉን ንግዲ ፈቃድ ዝሓደሱ
4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 30/06/2012ዓ/ም ናይ ንጉሆ ሰዓት 3፡00
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 87 57