ኤጄንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሙያ ክልል ትግራይ ንኤጄንሲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሞተር ሳይክል ስፔር ፣ ናይ ህትመትን ፣ ክዕድግን/ከስርሕን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 1, 2012 11:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 1, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ የካቲት 26, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቃድ በቲ ዘርፊ ዘለኩም፣ ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅርን ፣
2 ኣብ ናይ መንግስቲ ንምዉድዳር መቅረባይነት ሰርትፊኬት ዘለዎም
3 ተወዳደርቲ ናይ ትካልኩም ማህተምን ፌርማን ዘለዎ
4 ፕሮፎርማ ካብ 26/06/2012 ክሳብ 30/06/2012ናይ ምሸት ሰዓት 11፡30 ናይ ስራሕ ሰዓት ኣብ ዘሎ ግዜ ተቅርቡ ትክእሉ
5 ፕሮፎርማ ዕለት 01/07/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይክፈት
6 እዚ ፕሮፎርማ ከም ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 41 50 92