ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ኣቅሑት ግዝኢት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርናክንገዝእ ስለዝደለና ክትወዳደሩ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 30, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 30, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ የካቲት 26, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ኣብ ፕሮፎርማ ሰነድ ማህተም ዘለዎ
2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 25/06/2012ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 30/06/2012ዓ/ም ሰዓት 03፡00
3 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉን ንግዲ ፈቃድ ዝሓደሱ
4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 30/06/2012ዓ/ም ናይ ንጉሆ ሰዓት 3፡30
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 41 81 37