ኒዉ ሚሊኒየም ዪኒቨርስቲ ኮሌጅ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ እስቴሽነሪን ኮምፒተርን ብጨረታ ክገዝእ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 30, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 1, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ የካቲት 24, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5%
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
ተ.ቁ | ንብረት | መፍለይ | በዝሒ | መለክዒ |
Used computer | USED Dell model= 755 hard disk =250ram 2Gb screen 19 screen Flat system unit tower | 32 | ብቁፅሪ | |
Computer | Core=i5 model=4GB hard disk = Processor sped 3.34 generation | 4 | ብቁፅሪ | |
መረበሒ ወረቀት | 80ግራም Made In Indonesia | 1500 | ሪም | |
EZ ማስተር | RIZO | 12 | ብቁፅሪ | |
CZ ቀለም | RIZO | 05 | ብቁፅሪ | |
EZ ቀለም | RIZO | 25 | ብቁፅሪ | |
CZ ማስተር | RIZO | 8 | ብቁፅሪ |
1 ተወዳደርቲ ዘቅርብዎ ዋጋ ብዝተኣሸገን ኢንቮሎፕ ካብ ዕለት 19/06/2012ዓ/ም ን10 ተኸታተልቲመዓልቲ ናብ ዕደጋ ክፍሊ ሰነዳቶም ከቅርቡ ዕለት 30/06/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት 30/06/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ይክፈት
2 ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ኮይኖም ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ፍቃድ ከቅርብ ይግባእ
3 ቫት ዝተመዝገቡ ክኮኑ አለዎም ዝመልእዎ ዋጋ ምስ ቫቱ ክኸዉን ኣለዎ
4 ተወዳደርቲ ካብቲ ዘእትዎ ናይ ዘእተዉዎ ጠቅላ ዋጋ 5 ሚኢታዊ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
5 ትካልና እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 44 40 60 88/ 410165