ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝ/ዉ/ማሕበር ኣብ ትግራይ ዝርካብ ናይ መንገዲ ስራሕቲ ፕሮጀክትታት ንስራሕ ዝዉዕሉ ገልባጢ መኪና ፣ ሎዶር፣ ማይ ቦጢ ክካረይ ስለ ዝደሊ በቲ ናይ ኩባንያ ናይ ክራይ ዋጋ መሰረት ንክካርይ ፍቃደኛ ዝኮነ መካረያይ ኣካል
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መዕፀዊ ሰዓትን ዕለትን - ኣይተገለፀን
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መክፈቲ ሰዓትን ዕለትን - ኣይተገለፀን
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ የካቲት 20, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
ብ ሞባይል ቁፅሪ 09 10 02 93 10 / 09 14 29 76 62 /09 40 28 78 71 ደዊሉ ዝርዝር ሓበሬታ ብምርካብ ከካርይ ከም ዝክእል ክንሕብር ንፎቱ