ሳይክል፣ ጄነረተርን ዕድጊት ንምፍፃም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 13, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 13, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ታሕሳስ 21, 2008
posted:ልዕሊ 10 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
ስለዚእዚዝስዕብሮቋሕታትእተማልኡተጫረቲንክትወዳደሩንዕድም
- ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ:
- ዝተሓደሰ መቅረባይነት ሰርቲፊኬት :
- ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብትን ናይ ወርሒ ሕዳር ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ከቅርብ ኣለዎ
- ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈትና ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ :ፋይናንስን ንብረት ምም/ርን ካብ 21/04/2008 ዓ/ም ጀሚሩ ብር 50 ብምኽፋል ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ይካኣል
- ናይ ጨረታ መኽበሪ ንጀነሬተር ዕድጊት 16000 ቅርሺ ንሞተር ሳይክል ዕድጊት 5000 ቅርሺ ብሲፒኦ ወይ ብጥረገንዘብ ወይድማ አብ ቅደመ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ከትሕዝ ዝክእል
- ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 13/05/2008 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ በቲ ዕለት 13/05/2005 ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላት ኣበ ዘለዉዎ ይኽፈት ተጫረቲ ብዘይምርካቦም ከይዲ ጨረታ ኣይተኣጋጎልን
- ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ዋናን ቅዳሕን ብ ዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርብ ኣለዎም
- ንተወሳኪ ዝተማለአ መምርሒ ሰነድ ጨረታን ዝርዝር ንብረትን ተተሓሒዙ ክቀርብ አለዎ
- ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::
- ኣድራሻና ኣጋአዚ ኦፕረሽን ህንፃ ድሕሪ እንዳ ማርያም ቤተክርስትያን ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ቁፅሪ 034 እዩ::
ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344406839/ 408501ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ትኽእሉ::
ናይጨረታመዕፀዉንመከፈትንበዓልእንተዊሉኣብዝቕፅልናይስራሕመዓልቲይኸዉን::