ኣብ ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገዲ መጓዓዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ዳይሬክቶሬት ህንፃን ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ም ኣብ ከተማ ኣክሱም ህንፃ ኣደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ብደረጃ BC5/GC6 ልዕሊኡን ዘሎዎም ተከናተርቲ ብግልፂ ጨረታኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፤
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 21, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 21, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ የካቲት 18, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 400.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰን ፍቃድ ስራሕ ንግዲ ዘለኩም፣
2 ናይ ዘመን ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርቲፊኬት ዘለኩም፤
3 ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ VAT ዝተመዝገበን ናይዚ ዓመት ግብሪ ዝከፈልኩምን ናይ ዝከፈሎ ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ድክለረሽን መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል፤
4 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለሊ ቁፅሪ ዝተመዝገበኩምሉ ቲን ሰርቲፍኬት ክተቅርቡ ትክእሉ፤ ናይ ስራሕ ተካናታራይነት ዝተወሃቦ ምዝገባ ካርድ ዘሎዎ
5 ሰነድ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 21/07/2012ዓ/ም ዘይምለስ 400 ቅርሺ ብምክፋል ክዕድጉ ይክእሉ
6 እቲ ጨረታ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ዕለት 21/07/2012 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 210 ይክፈት ::
7 እቲ ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ወይ ድማ ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፤
ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 44 40 87 75 ደዊልኩም ምሕታት ይካኣል፤