ቤት ምኽሪ ንግዲን ዘርፊ ማሕበራትን መቐለ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኣባላት መለለይ መንነት ክሕተም ወይ ክስራሕ ይደሊ ስለዚ ነዞም ቀፂሎም ዘለዉ ረቋሕታት እተማልኡ ሕጋዉያን ኣብያተ ሕትመት ክትወዳደሩ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 19, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 19, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ የካቲት 17, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ዝታሃደሰ ናይ 2012ዓ/ም ፍቓድ ንግዲ ዘለዎ
2 መለለይ ቑፅሪ ከፋሊ ግብሪ /ቲን / ሰርተፊኬት ዘለዎ
3 ተወዳደርቲ ዋጋ መሊኦም ዘምፅእዎ ፕሮፎርማ ማህተም፣ ፌርማን ሰልኪ ቑፅርን ክህልዎ ይግባእ
4 ሰዓራይ ኣብ ዉሽጢ 15መዓልቲ ከቅርብ ዝኽእል
5 ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ካብ ዕለት 16/06/2012 ክሳብ 19/06/2012ዓ/ም ዝክፈተሉ ሰዓት 3፡00 ንጉሆ
6 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ/ቁ 03 44 40 25 29 / 03 44 41 44 90 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል