ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ መሶቦ ካብ ጥሙር በጀት ዝረኮቦ ገንዘብ ናይ ናዉቲ ስፖርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 19, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 19, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ የካቲት 17, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ናይ 2012 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ቲን ፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርተፊኬት

2 እቲ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 16/06/2012 ክሳብ ዕለት 19/06/2012

3 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ 19/06/2012 ሰዓት 03፡00 ተዓፅዩ ሰዓት03፡30 ይክፈት

4ቤት ት/ትና ነዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ዝበለፀ ሓበሬታ - 09 42 41 44 69 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ጨረታ መደብ

s