ወረዳ ጉሎመኸዳ ማረት መተሓባበሪ ቤት ፅሕፈት ወረዳ ጉሎመኸዳ ሴክተር ቤት ፅሕፈታት ኣጎልግሎት ዝዉዕል ስፔር ፓርትስ / /መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል / ሞተር ሳይክል ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 21, 2012 9:05 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 21, 2012 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ የካቲት 13, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
bidding: search status closed
1 ተጫረቲ ሙሉእ ሽም ፣ ፌርማ ፣ ኣድራሻ ማሕተመ ክማልኡ ኣለዎም
2 ተጫረቲ ናይ ተጫረቲ ሰነድ ኣብ ወረዳ ጉሎመኸዳ ማረት መተሓባበሪ ቤት ፅሕፈት ብምቅራብ ዝወፀሉ ዕለት ክሳብ 20/06/2012ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ 50 ብር ማረት መተሓባባሪ ቤት ፅሕፈት እንዳኸፈሉ ቅድሚ ናይቲ ሳንዱቕ ጨረታ መዕፀዊ ዕለት 20/06/2012ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 9፡00 ድ/ሰዓት ሰነድ ገዚኢኩም ነዚ ጨረታ ኣብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቕ ከእትዉምኻኖም እናገለፅና ዕለት 20/06/2012 ሰዓት 9፡05 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 9፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዘተረከብሉ ይክፈት
3 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መኸበሪ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ናይ 1000 ብር ስፒኦ ብሽም ቤት ፅሕፈትና ከትሕዙ ዝኽእሉ
4 ተጫረቲ ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝኸፈሉን ናይ 2012ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን ምስ ኦርጅናል ዝተረጋገፀ ኮፒ ዘቅርቡ ዝክእሉ
5 ተጫረቲ ቫት ዝተመዝገቡን ናይ ከፈልቲ ግብሪ መለለይ ቲን ከቅርቡ ኣለዎም
6 ናይ ዘመኑ ኣቅራቢነት እተመዝገብኩምሉ ምስ ኦርጅናል ዝተረጋገፀ ከተቅርቡ እትክእሉ
7 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 34 02 40