ኢንስትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊስ ብ/ክ/መ/ትግራይ ን 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ንፊልድ ዑደት ናብ ዝተፈላለዩ ዞባታት ምዕራብ ፣ ደደቢት ፣ ወልቃይት ፣ ስካር ፋብሪካ ፣ ዝዉዕል መኪና ንምክራይ ስለዝደሊ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 17, 2012 6:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 17, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ የካቲት 16, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ናይ ዘመነ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ሰርተፊኬት ዝተሓደሰ ናይ ዘመኑ መቕረባይነት ሰርተፊኬት

2 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 13/06/2012ክሳብ 17/06/2012ሰዓት 6፡ 00 ይፀንሕ

3 ፕሮፎርማ ዕለት 17/06/2012ሰዓት 6፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ይክፈት

ጨረታ መደብ

s