ኤጄንሲ ስታቲስቲክስ ትግራይ ትሕት ክብል ዝተዘርዘረ ኤሌክትሮኒክስን ናይ Nissan D-22 MODEL መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 18, 2012 9:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 18, 2012 10:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ የካቲት 16, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ተወዳደርቲ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፡ ፣ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ቲን ናምበር ኮፒ ዘቅርቡ
2 እዚ ፐሮፎርማ ካብ ዕለት 13/06/2012ዓ/ም ክሳብ 17/06/2012 ዓ/ም ዝፀንሕ ኮይኑ 09፡30 ተዓፅዩ ተመሳሳሊ ዕለት 10፡00 ይክፈት
3 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 42 40 32 54