ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ኣይሲቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሕን ኤሌክትሮኒክስን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 18, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 18, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ የካቲት 16, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቀት ቲን ናምበር ኮፒ ምስ ዋንኡ
2 እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ካብ ዕለት 13/06/2012ዓ/ም እስካብ 18/06/2012ዓ/ም ናይ ስራሕ መዓልቲ ብምዉሳድ 18/06/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ 4፡30 ይክፈት
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 04 03