ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት/ኣቅሑት/ ክተወዳድር ስለ ዝደለየት ፡-

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 23, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 24, 2012 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም የካቲት 14, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ናይዚ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎን ኣብ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ

2 ናይ ዘእተዎ ዋጋ 2 ሚኢታዊ ብ ሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

3 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ካብ ዕለት 13/06/2012ዓ/ም እስካብ 24/06/2012ዓ/ም ይከዉን

4 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 24/06/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 8፡00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9፡30 ይክፈት

5 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መመራፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ጨረታ መደብ

s