በዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ፓርት ክዕድግ ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ብፕሮፎርማ ክትወዳሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 14, 2012 5:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 14, 2012 5:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ የካቲት 13, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ተወዳደርቲ ፐሮፎርማ ኣብ ዝተዓደልሉ ዕለት12/06/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 14/06/2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ ክሳብ ሰዓት 5፡00 ከተቅርቡ ይግባእ
2 ተወዳደርቲ ናይ ንግዲ ፍቃድ ቲን ሰርተፊኬት ቲን ናይ መቅረባይን ሰርተፊኬት ፎቶ ኮፒ ከተቅርቡ ንሕብር ኘ
3 ተወዳደርቲ ዘሸነፍዎ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 07 መዓልቲ ኣታዊ ከገብር ዝክእል
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 18 75