ሆስፒታል ቅድስት ማርያም ኣክሱም ን 2012ዓ/ም ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ፣ዝተፈላለያ ጀነሬተራት ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 24, 2012 3:45 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 24, 2012 3:47 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ የካቲት 9, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
bidding: search status closed
1 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮንኩም ናይ ወርሒ ጥቅምቲ ሒሳብ ዘዋራረድኩም
2 ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም
3 መለለይ ቁፅሪ ከፋልነት ግብሪ ዝሓዘ ናይ መቅረባይነት ሰርተፊኬት
4 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል
5 መከበሪ ጨረታ ጀነሬተር 15000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዙ ዝክእሉ
6 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ 09/06/2012ዓ/ም ክሳብ 24/05/2012 ሰዓት 3፡45 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡45 ይክፈት
7 እቲ ንብረት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ትካልና ዘቅርብ
8 እቲ ሆስፒታል ንጨረታ ካብዝወፁ ንብረታት 25 ሚኢታዊ ናይ ምቅናስ ወይ ናይ ምዉሳክ መሰል ኣለዎ
9 እቲ ሆስፒታል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንዝበለፀ ሓበሬታ03 47 75 22 12 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል