ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ጉዳይ መናእሰይ ስፖርታዊ ዉድድር ግልጋሎት ዝዉዕል ከገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 10, 2012 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 10, 2012 11:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ የካቲት 6, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ማህተም ዝዓረፎ ፖስታ
2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 05/06/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 09/06/2012ዓ/ም ኮይኑ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ 09/06/ 2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00
3 ተወዳደርቲ ናይ ዘመኑ ግብሩ ዝከፈሉን ንግዲ ፍቃድ ዝሓደሰን መቕረባይነት ቲን ቁፅሪ መረዳእታ ከቕርቡ አለዎም
4 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ