ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣብ ታሕቲ ዝተጠቀሰ ናይ መኪና ጌጣ ጌጥ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 7, 2012 10:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 7, 2012 11:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ የካቲት 5, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድን ዘሐደስኩም
2 ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርተፊኬት
3 ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ቁፅሪ ምምዝጋብ መረዳእታ
4 ተወዳደሪ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 04/06/2012ዓ/ም ዕለት 06/06/2012ዓ/ም ሰዓት10፡30ተዓፅዩ ሰዓት 11፡00 ይክፈት
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 47 15