ቢሮ ሳይንስ ቴክኖሎጅን ክልል ትግራይ ንበዓል 11 የካቲት ድምቀት ዝዉዕል ፣ ማንታርቦ ፣ ሳዉንድ ሲስተም ምስ ሙሉእ ኣክሰሰሪ ዘለዎ ፣ ጀነሬተር ምስ ነዳዲኡ ፣ብፕሮፎርማ ከወዳዲሩ ይደሊ ስለዚ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኮንኩም ካብዚ ንታሐቲ ብዘሎ መመዘኒ መሰረት ትወዳደሩ እትኽእሉ ምኻንኵም ንሕብር
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 7, 2012 10:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 7, 2012 10:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ የካቲት 4, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ናይቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም
2 በቲ ሓድሽ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክአል
3 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፎቶ ኮፒ ገይሩ ዘቅርብ
4 ኣብ ፋ/ኢ/ልምዓትን ናይ ግልጋሎት ወሃባይነት ዝተመዝገበሉ ቲን ፎቶ ኮፒ ከትሕዙ ዝኽእል
5 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 04/06/2012ዓ/ም ክሳብ 06/06/2012ዓ/ም ሰዓት 10፡00 ድ/ቀትሪ ከተቅርቡ ትኽእሉ
6 ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁ 0344 40 41 61 ምድዋል ይካኣል