ሳምረ ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ንፈተና መባዝሒ ዝከዉን DX 2430 canon ዝዓይነቱ ፎቶ ኮፒ ማሽን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት እዚ ዝስዕብ ረቀሒ እተማልኡ ነጋዶ ክትጫረቱ ንዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 24, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 24, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ታሕሳስ 16, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
  1. ናይዚ ዘመን ግብሪ ዝከፈልኩምን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩምን
  2. ቫት ተመዝገብቲ  ዝኮንኩም
  3.  ናይ መቅረባይነት ሰርትፍኬት ዘለኩም
  4.  ቲን ቁፅሪ ዘለኩም
  5.  እንተወሓደ ናይ ሓደ ዓመት  ዋስትና ዝህብ
  6.  ዝግዛእ ማሸን ንፈተነ ዝከዉን ምስቲ ማሸን ሓደ ማስተርን ሓደ ቀለምን ዘቅርብ

ሳንዱቅ ጨረታ ካብ ዕለት 15/ 04 /2008 ዓም ክሳብ 24/ 04 /2008 ዓም ሰዓት 6 ፡30 ይዕፆ ጨረታ በቲ ዕለት ሰዓት 8 ፡00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

ጨረታ መደብ

s