ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳዕስዕ ፃዕዳ እምባ ኣቅሑት ኢንድስትሪያል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 19, 2012 5:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 19, 2012 5:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ የካቲት 4, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
bidding: search status closed

ሒዝኩም ክተቅርቡ እትክእሉ

2 ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2012ዓ/ም ሒሳብ ዘወራረድኩምሉ መረዳእታ

3 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ እናከፈልኩም ካብ 04/06/2012ክሳብ 18/06/2012 ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳዕስዕ ፃዕዳ እምባ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር/ን ምዉሳድ ይካኣል

4 መኸበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከተትሕዙ እትክእሉ

5 እዚ ጨረታ 19/06/2012ዓ/ም ሰዓት 5፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 5፡30 ኣብ ከተማ ፍረወይኒ ይክፈት

6 እቲ ቤት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344 47 05 56 /03 44 47 05 06 /03 44 47 02 79

ጨረታ መደብ

s