ንበዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት ክዕድግ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 3, 2012 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 3, 2012 11:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ጥሪ 29, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ተወዳደርቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝተዓደለሉ ዕለት 29/05/2012ዓ/ም ክሳብ 02/06/2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ክሳብ ሰዓት 11፡00 ቅ/ቀ ከተቕርቡ ትክእሉ
2 ተወዳደርቲ ናይ ንግዲ ፍቃድ ቲን ሰርትፊኬት ቲን ናይ መቕረባይን ሰርትፊኬት ፎቶ ኮፒ
ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 44 40 18 75