ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓይደር ንቤት ፅሕፈት ንዝተፈላዩ ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ዝደለና ሕጋዉያን ነጋዶን ክትጫረቱ/ክትወዳደሩ ብክብሪ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 12, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 13, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ጥሪ 29, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ናይ ዘመን ግብሪ ዝከፈሉ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቓድ :ቲን /TIN/ : እዋናዊ VAT (ቫት ዲክሌር) ዝገበረን ኣብ መቕረብቲ ዝተመዝገቡ መረጋገፂ ዘቅርብን ፤
2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፍኬሽን ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 28/05/2012 ዓ/ም ክሳብ 12/06/2012 ዓም ጀሚሩ ዘይምለስ ብር 50.00 ብምክፋል ጨረታ ሰነድ ካብ ዕደጋ ክፍሊ ምዉሳድ ይከኣል፤
3 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 12/06/2012ዓም ሰዓት 8:30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወኪላት አብ ዘለዉዎ ይክፈት ተዘይሃለዉን ዉን ኣብ ዉሽጢ ሳንዱቅ ዝተረከበ ፖስታ ብስርዓት ይክፈት ይግምገምን፤
4 ናይ ጨረታ መከበሪ ብር 3000.00 ሽሕ ቅርሺ ካብ ባንኪ ዝተረጋገፀ ብሰፒኦ ወይ ጥረ ገንዝብ ከትሕዝ አለዎ፤
5 ተጫራታይ ናይ ጨረታ ሰነድ ብክልተ ፖስታ ሐደ ኦርጅናልን ሓደ ኮፒን ብዝተዓሸገ ፖስታ የቅርብ፤
6 ሰዓራይ ንዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጋዓዝያ ከቅርብ ዝክእል፤
7 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ቡሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፡፡
ኣድራሻና -ዓይደር ሪፈራል ሆስፒታል ታሕታዋይ በሪ
ተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344-418437 ደዊልካ ምሕታት ይክእሉ፡፡