ኤጄንሲ ቴክኖሎጂ ሓበሬታን ርክብን ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሕትም ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 2, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 3, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ጥሪ 28, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

1 በቲ ዘርፊ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን ፣ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ቲን ሰነድ ኮፒ ዘቕርብ፣ ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት መስክር ወረቐት ከቕርብ ዝክእለ

2 ካብ ዕለት 28/05/2012 ክሳብ02/06/2012 ሰዓት8፡30 ኣብ ዘሎ ግዜያት ምቕራብ ይካኣል

3 እቲ ፕሮፎርማ 02/06/2012 ልክዕ ሰዓት 9፡00 ኣብ ኤጄንስና ቢሮ ቁፅሪ 106 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 42 40 05 27 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ጨረታ መደብ