ኤልሻዳይ ሪሊፍ ኢንድ ደቨሎፕመንት ኣሶሴሽን ኣብ ቃላሚኖ ዝርከብ ድርጅት ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዉ ስራሕቲ አጫሪቱ ክሰርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 19, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 19, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ታሕሳስ 13, 2008
posted:ልዕሊ 10 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed

ክትጫረቱ እትክእሉ ኮንትራክተራት ካብ ዕለት 12/04/2008 ዓ/ም ክሳብ 19/04/2008 ዓ/ም ክተቅርቡ ትኽእሉ ኢኸም

          ዘጫርቶም ስራሕቲ

1 ዝተጀመረ ህንፃታት ምጥንቃቅ /Finishing/ Alishaday Relief and Development Association

2 እንዳኸፍቲ / Dairy Farm/  ህንፃ ስራሕ

3 መእተዊ በሪ ምስ ሐፁር /Main gate & Fence/ ስራሕ

        ተጫረቲ ክትማልእዎ ዝግባእ

1 ናይ ኮንስትራክሽን ስራሕ ንግደ ፍቓድ

2 ናይ ስራሕ ልምዲ

3 ተመሳሳሊ ስራሕ ዝሰርሐ

ቦታ ኤልሻዳይ ኣፀዳ ህፃናት አብ ጥቓ አሞራ ካፌ

መተሓሳሰቢ ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ መግዝኢ ብር 100.00 ሒዞም ክቐርቡ ይግባእ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344402850  /0914702186 /0911682081 ምሕታት ይከኣል

 

ጨረታ መደብ

s