ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ በዓል 12 ገፅ ማንዋልት ክተወዳድር ስለ ዝደለየት ፡-
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 4, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 5, 2012 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ጥሪ 26, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
bidding: search status closed
1 ናይዚ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎን ኣብ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ
2 ናይ ዘእተዎ ዋጋ 2 ሚኢታዊ ብ ሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
3 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ካብ ዕለት 25/05/2012ዓ/ም እስካብ 04/06/2012ዓ/ም ይከዉን
4 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 04/06/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 8፡00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9፡30 ይክፈት
5 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መመራፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ