ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያ ዘርሁን ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 28, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 28, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ጥሪ 25, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ሕጋዊ  ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ

2 ናይ ግበሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅሪ ዘለዎ

3 ዝተሓደሰ ናይ 2012 መቅረባይነት

3 ተጫረቲ መወዳደሪኩም ካብ25/ 05/2012 ዓም ክሳብ 28/ 05/2012 ዓ/ም ሰነድ ብምዉሳድ ብፖስታ ዝተዓሸገ ክትወዳደሩ ትክእሉ ኢኩም

4 ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት28/ 05/2012 ዓ/ም ዕለት ሰዓት 3:30 ቅሰዓት ይከዉን

5 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 28/ 05/2012 ዓ/ም 4:00 ቅሰዓት ይከዉን

ኣድራሻ ክፍለ ከተማ ዓይደር ቀበሌ 03 ጥቃ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስቁፅሪ 0344419498

ጨረታ መደብ

s