ማሕበር ኣክስዩን ማይክሮ ፋይናንስ አደዳይ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 26, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 26, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ጥሪ 22, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ሕጋዊ ፋቃድ ዘለኩም ናይ 2012 ዓም ግበሪ ዝከፈልኩምን ንግዲ ፈቃድ ዝሐደስኩምን
2 ቫት ተመዝገብቲን መቅረባይነት ሰርተፊከት ከቅርብ ዝክእልን
3 ብዝወፀ ዝርዝር ስፔስፊኬሽን መሰረት ክተቅርቡ እትክሉ
4 ሰዓራይ ንዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ዉዕሊ ኣሲሩ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ከቅርበ ዝክእል
5 ናይ ወርሒ ሕዳር 2012 ዓም ቫት ዲከለሬሽን ከቅርብ ዝክእል
6 ጨረታ መከበሪ 2% ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝክእልን ንዝሰዓሪ ንብረት 10 % ዉዕሊ መከበሪ ብጥረ ገንዝብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
7 ጨረታ ሰነድ ዝሽወጠሉ ካብ ዕለት 31/01/2020ኣ ፈ ወይ 22/5/2012 ዓም ጀሚሩ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ዋና ቤት ፅሕፈትና 3ይ ደብሪ ብምዉሳድ
8 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 04/02/2020 ኣ ፈ / ወይ 26/5/2012 ዓም ንጉሆ ሰዓት 4:00 ይዕፀዉ ዝከፈተሉ ድማ ዕለት 04/02/2020 ኣ ፈ / ወ 26/5/2012 ዓም ንጉሆ ሰዓት 4:30 ንጉሆ ይከፈት
9 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብከፈል ናይ ምስራዝ መበቱ ዝተሐለወ እዩ