ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ናይ አሌክትሮኒክስ ኣቅሑትብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 22, 2012 5:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 22, 2012 5:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ጥሪ 21, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ቦታ ደጋፊ ፣ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን
2 ተወዳዳሪ ዝቀርበሉ ጊዜ ክሳብ ዕለት 22/05/2012ዓ/ም ሰዓት 5፡00
4 እቲ እንተርፕራይዝ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344416727