ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል አብ ቢሮና ንዘለዋ መኻይን ግልጋሎት ዝከዉን ባትሪ ንምዕዳግ ስለዝደለና በዚ ዘርፊ ዝተሰማረኩም ሕጋዊያን ነጋዶ ጥራሕ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 23, 2012 11:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 23, 2012 11:32 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ጥሪ 21, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ማህተም ዝዓረፎ ፖስታ
2 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 20/05/2012ዓ/ም ክሳብ 22/05/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡30
3 ተወዳደርቲ በቲ ዝምልከቶም ናይ ስፔር ዘርፊ ዝተሰማረኩም ናይ ዘመኑ ግበሪ ዝከፈሉን ንግዲ ፍቃድ ዝሓደሱን ኣብ ናይ መቕረባይነት ሰርተፊኬት ዝተመገቡን ቲን ቁፅሪን መረዳእታ ከቕርቡ ኣለዎም
4 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 22/05/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ይክፈት፡፡
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-409343 ምድዋል ይከኣል