ንቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 23, 2012 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 23, 2012 11:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ጥሪ 21, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ናይ ንግዲ ፍቃድን ፣ ቲን ቁፅሪ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩምን

2 ዝተሐደሰ መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል

3 ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

4 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዕለት 20/05/2012 ዓ/ም ክሳብ ዕለት22/05/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 11፡00 ይኽፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 0344 40 47 15

ጨረታ መደብ