ንቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ኤሌክትሮኖክስ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 18, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 18, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ጥሪ 13, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ናይ ንግዲ ፍቃድን ፣ ቲን ቁፅሪ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩምን
2 ዝተሐደሰ መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል
3 ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
4 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዕለት 13/05/2012 ዓ/ም ክሳብ ዕለት15/05/2012ዓ/ም
5 ዕለት 18/05/2012 ሰዓት 3፡00 ተዓዝፅዩ ሰዓት 3፡30 ይኽፈት
ንተወሳኪ ሓበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 0344 40 47 15