ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ግልጋሎት ስለዝደለና ክትወዳደሩ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 16, 2012 10:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 16, 2012 11:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ጥሪ 13, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ኣብ ፕሮፎርማ ሰነድ ማህተም ዘለዎ
2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 13/05/2012ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 15/05/2012ዓ/ም ሰዓት 10፡30
3 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉን ንግዲ ፈቃድ ዝሓደሱ
4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 15/05/2012ዓ/ም ናይ ንጉሆ ሰዓት 11፡00
5 ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት መኸበሪ ጨረታ 10000.00 ብስፒኦ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ቸክ ናይ ባንኪ ዉሕስና ብጥረ ገንዘብ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 41 81 37