ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ቤት ፀጥታ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሞተር ሳይክል ፅገና ወይ ምቅያር እስፔር ግልጋሎት ዝዉዕል በዓል ሞያ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክፀግን ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 14, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 14, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ጥሪ 9, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቀት ቲን ናምበር ኮፒ ምስ ዋንኡ

2 እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ካብ ዕለት 08/05/2012ዓ/ም እስካብ 14/05/2012ዓ/ም ናይ ስራሕ መዓልቲ ብምዉሳድ 14/05/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ 4፡30 ይክፈት

3 ፕሮፎርማ መኸበሪ ጨረታ 5000 ብጥረ ገንዛብ ወይ ብስፒኦ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 04 03

ጨረታ መደብ

s