ንኮምሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ንብረት ፣ ናይ ሕትመት ኣቅሑት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 13, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 13, 2012 9:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ጥሪ 9, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ናይ ዓመት ግብሪ ዝከፈሉን መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉን
2 ናይ መቅረባይነት ግልጋሎት ወሃባይነት ዝተሓደሰ ፍቃድ ከቅርቡ ዝኽእሉ
3 ናይ ግብሪ ከፋሊ ምዝገባ ሰርቲፊኬት ቲን ፍቃድ ከቅቡ ዝክእሉ
4 ተወዳደርቲ ኣብ ዝመልእዎ ዕሹግ ፖስታ ማህተም ፣ ፌርማ ሙሉእ ኣ/ሻ ምስ ዝገልፁ
5 ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ 08/05/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 12/05/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ኣብ ዘሎ ግዜ ምቕራብ ይካኣል
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁ/ስ 03 44 40 65 77 ደዊልኩም ክትሓቱ ትክእሉ ምካኑ ንገልፅ