ትካልና ኢዛና መዓድን ልምዓት ሓ.ዝ.ው.ኩባንያ ንላባራቶሪ ግልጋሎት ዝዉዕል ኤሌክትሪካል ቦርድ ብፕሮፎርማ ዉስን ጨረታ ኣወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 20, 2012 6:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 21, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ጥሪ 8, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ናይ ዘመኑ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ በቲ ስራሕ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ፣ ቲን ናምበር ዘለዎም ፣ ቫት ተመዝጋባይ፣ ናይ ቀረባ ወርሒ ቫት ሪፖርት
2 ናይ ዝተሓደሰ መቕረባይ ምዝጋባ ሰርትፊኬትን
3 ንሕድሕድ ናይ ጨረታ ሰነድ 50 ብር ብምክፋል ኣብ ቢሮ ቁፅሪ
4 ናይ ጨረታ መኸበሪ 5000.00 ብር ብመልክዕ ስፒኦ ከቅርብ ይግባእ
5 ፕሮፎርማ ዉስን ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 20/05/2012ዓ/ም ሰዓት 6፡00 ይኸዉን
6 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 20/05/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ድ/ሰዓት ኣብ ናይ ትካልና ኣዳራሽ ይክፈት
7ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 87 80