ንኤጄንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ጎማ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 22, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 22, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ጥሪ 8, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
bidding: search status closed
1 ናይ 2012 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድን መቕረባይነት ዘለኩም
2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቲን ናምበር ዘቕርብ ፣ ቫት ዝተመዝገብኩምን ናይ መስከረም ወርሒ ዲክለር ዝገበርኩምሉ መረዳእታ
3 ተጫረቲ በቲ ዝቐረበ ዝርዝር ስፔስፊኬሽን መሊኡ ከቕርብ ዝክእል
4 መቕረብቲ ካብ ዕለት 07/05/2012 ዓ/ም ክሳብ 21/05/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ዘየምለስ 50.00 ብር ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ምዉሳድን ትኽእሉ
5 ጨረታ መኸበሪ 5000.00 ብ ሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ቅድሚ እቲ ፖስታ ምኽፋቱ ከትሕዙ ኣለዎም
6 ጨረታ ዝዕሸገሉ ዕለት 22/05/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት
ኣድራሻና ኤጄንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ህንፃ 1ይ ደብሪ ቁፅሪ 105 ከየዲ ስራሕ ዕደጋን ምም/ንብረትን
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 42 40 63 80 ኣብ ስራሕ ሰዓት ደዊልካ ምሕታት ይካኣል