ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ናይ ክልል ትግራይ ንበዓል የካቲት ምክንያት ብምግባር ናይ ኬንዳታት ግልጋሎትን ናይ ባነር ሕትመት ንምሕታም ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 20, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 21, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ጥሪ 7, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 በቲ ዘርፊ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ኮፒ ከቅርብ ዝኽእል

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ቲን ሰርትፊኬት ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

3 ንተወሳኪ እሴት ታክስ ቫት ዝተመዝገበን ቫት ምዝገባ ሰርትፊኬትን ናይ መስከረም 2012ዓ/ም ቫት ድክላሬሽን ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

4 ተጫረቲ ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ብር እናከፈልኩም ካብ ዕለት 10/03/2012ዓ/ም ክሳብ 24/03/2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዚያት ገዚኡ ክወዳደር ይክእል

5 እቲ ጨረታ ዕለት 20/05/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡00 ይክፈት

6 ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 05291 09 44 41 51 52 ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ

ጨረታ መደብ

s