ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ሎሚ ዘበን 45 ጊዜ ንዝበዓል 11 ለካቲት ምክንያት ብምግባር መዋፈሪ ቓልሲ ዓዲ ገዛእቲ ንምጉቡናይ መጋዓዝያ ዝኸዉን 45 ሰብ ዝሕዛ 2 ኣዉቶብስ ብተወሳኪዉን ሎሚ ዘበን ኣብ ከተማ ማይጨዉ ብደረጃ ክልል ንዝበዓል ጥምቀት ንገዜጠኛታት መጋዓዓዝያ ትኸዉን 16 ሰብ ትሕዝ ሓንቲ ሃይሩፍ ክካረይ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 8, 2012 10:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 8, 2012 10:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ጥሪ 6, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ናይ ዘመኑ ግበሪ ዝከፈሉን ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን ናይ መቅረባይነት መፍለይ ቁፅሪ
2 ካላዉዶ ዝገበረት ፣ ኢንሹር ዝኾነት
3 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፊኬሽን ካብ ዕለት 05/05/2012ዓም ዝርዝር ምዉሳድ ይከኣል
4 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 07/05/2012ዓ/ም ሰዓት 10:00 ናይ ድሕረ ሰዓት ኣታዊ ይከዉን
5 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት07/05/2012 ሰዓት 10፡30 ይክፈት
ስልኪ ቁፅሪ 0344 40 01 77