ቢሮ ጉዳይ መናእሰይን ስፖርትን ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት ስራሕቲ፣ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ናዉትን ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 8, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 8, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ጥሪ 6, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ተወዳደርቲ ካብ ዕለት 05/05/2012 ዓም ክሳብ 08/ 05 /2012 ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት ዝርዝር ስፐስፍኬሽን ምዉሳድ ይከኣል
2 ተወዳደርቲ ናይ 2012 ዓም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃ ቲን ነምበር መቅረባይነትን ከፒ ከቅርብ አለዎም
3 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 08/08/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡00 ይክፈት
ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 14 00 74 68