ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ ኣብ ኮሌጅና ዝተባለሸዉ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑ ንምፅጋን ሕጋዊ በዓል ሞያ ኣወዳዲሩ ናይ ሓደ ዓመት ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 7, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 8, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ጥሪ 5, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ሕጋዊ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቕርብ ዝክእለ
2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅሪ ቲን ዘለዎን መቅረባይነት ዝተሓደሰ ከቕርበ ዝክእል
3 ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 04/05/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 07/05/2012ዓ/ም ዝፀንሕ ኮይኑ ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 07/05/2012 ሰዓት 8፡30 ኮይኑ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ በቲ ዕለት 9፡00 ይከዉን
4ኮሌጅና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረተ በሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
ኣድራሻና ኮሌጅ ኪነ ጥበባት ትግራይ