ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ቀፂሉ ዝተዘርዘረ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 5, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 5, 2012 4:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ጥሪ 2, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን ፣ ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅሪ ፣ ናይ መቅረብቲ ምዝገባ ሰርትፊኬት
2 ቲን መፍለይ ቁፅሪ
3 ናይ መቅረብቲ ምዝገባ ሰርትፊኬት
4ፕሮፎርማ ዕለት 05/05/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይክፈት
5 ንተዋሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 43 46