ንሄዎ መባእታ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ተሓከምቲ ካርድን/ ፎርደር/ ንናይ ላብራቶሪ ፎርሚን ከነሐትም ክንገዝእ ስለ ዝደለና ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 5, 2012 2:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 5, 2012 2:32 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ጥሪ 1, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቀት ቲን ቁፅሪ ኮፒ ከቅርቡ ዝኽእሉ
2 እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ካብ ዕለት 30/04/2012ዓ/ም ክሳብ 04/05/2012ዓ/ም ኣብ ሄዎ መባእታዊ ሆስፒታል ሰዓት 11፡00 ተዓፅዩ ዕለት 05/05/2012ዓ/ም ሰዓት 2፡30 ይኽፈት
3 ንተወሳኪ ሓበሬ 03 44 42 03 31