ቢሮ ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ላፕቶፕ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 30, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 30, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ታሕሳስ 25, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

1 በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዝተሓደሰ ክተቕርቡ እትክእሉ

2 ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርተፊኬት ክተቀርቡ እትኽእሉ

3 ናይ ግብሪ ከፈላይ መለለይ ቁፅሪ ቲን ከተቕርቡ እትክእሉ

4 ተጫረቲ ካብ ቢሮ ልምዓት ንግድን ኢንድስትሪን ፈት ንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ሓባራዊ ህንፃ 1ይ ደብሪ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ቢሮ ቁፅሪ 59 ሰነድ ካብ ዕለት 24/04/2012 ብምዉሳድ ዋጋ መሊእኩም ናይ ትካልኩም ማህተምን ፌርማን ዘለዎ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ብዝተዓሸገ ፖስታ ክሳብ ዕለት 30/04/2012ሰዓት 4፡00 ናብ ዳ/ዕ/ፋ/ን/ም ቢሮ ቁፅሪ 59 ኣታዊ ክትገብሩ እትክእሉ እቲ ፕሮፎርማ ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ይኽፈት

5 ቢሮና እቲ ፕሮፎርማ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓወ እዪ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 01 29

ጨረታ መደብ