ኣብ በዓል መዚ እቶት ክልል ትግራይ ን2012 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 13, 2012 6:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 13, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ታሕሳስ 24, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 16,000.00
bidding: search status closed
1 ናይዚ ዘበን ግበሪ ዝከፈሉን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም
2 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገቡን ናይ ወርሒ ጥቅምቲ ዲክለር ዝገበረሉ መረዳእታ
3 መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ ቲን ናምበር ናይ መቅረባይነት ሰርትፊኬት
4 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መኸበሪ ቢድ ቦንድ ብስፒኦ 16000 ቅርሺ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ዘትሕዙ
5 ሰነድ ጨረታ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል እዚ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ 24/04/2012 ክሳብ 13/05/2012 ሰዓት 6፡00 ብምምፃእ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉ ትክእሉ
6 እቲ ጨረታ 13/05/2012 ሰዓት 6፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 8፡00 ይከፈት
7 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እነተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 18 75