Closed
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ናይ መስመር ዓበይቲ ፅገናታት ዘገልግል ዝዉዕል ባል ሎደር ብክራይ ንከቅርብ ብደ.ቁ 18 114 /ቐ/መ/ማይ ዕለት 15/04/2012 ብኣ/ከ/ስ/ትካላት መስተ ማይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክካረ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ጨረታ ፕሮፎርማ ትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ረቃሒ ከተማልኡ ይግባእ
መዝግያ ቀን ታሕሳስ 22, 2012 2:00 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትታሕሳስ 22, 2012 2:02 ጥዋት
ቦታመቐለ
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ0.00
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ0.00
የተለቀቀበት ቀን