Closed
መባእታዊ ሆስፒታል ማይ ፀብሪ ንኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ስሩዕ መንግስታዊ በጀትን ዉሽጣዊ ኣታዊ በጀትን መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ፣ ደንቢ ክዳን ፣ ስራሕቲ ሕትመት ፣ ክዕድግን ከስርሕን ስለዝደሊ ተጫረቲ ክትጫረቱ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም
መዝግያ ቀን ጥሪ 1, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትጥሪ 1, 2012 4:30 ጥዋት
ቦታማይ ፀብሪ
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ4,000.00
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ50.00
የተለቀቀበት ቀን