ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋይናነስን ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ንሰራሕተኛታትን ሰልጠንትን ግልጋሎት ዝህብ ካፍቴርያ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክረክብ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 7, 2012 9:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 7, 2012 10:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ሕዳር 23, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2,000.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ናይ ዘመኑ ዝታሓደሰ ነግዲ ፍቓድ ፣ ቲን ናምበር ፣ ነዚ ዘርፊ ዝገልፅ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ዘለኩም መረዳእታ ፎቶኮፒ ክተቕቡ ትክእሉ
2 መኸበሪ ጨረታ ብር 2000.00 ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝኽእሉ
3 ዋጋ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 20.00 ብር ብምክፋል ካብ 22/03/2012 ክሳብ 06/04/2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ምግዛእ ትኽእሉ
4እቲ ጨረታ ዕለት 06/04/2012 ድሕሪ ሰዓት 9፡30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 10፡00 ይክፈት
4 ንተወሳኺ ሓበሬታ ቁፅሪ 03 44 40 19 89 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል
ኣድራሻ ኣብ ክፍለ ከተማ ዓይደር 03 ቀበሌ መምህራን ኮሌጅ ዝነበረ ግቢ ንርከብ